GIVING | ሞባእ
Make an Impact
Your contributions to Debre Sahl St. Michael Eritrean Orthodox Church make a significant difference to our church, community, and the people of San Antonio. We offer various ways to donate to make it easier and more convenient for you. You can give during our services, or you may choose to donate 24/7 via electronic giving. As Proverbs 3:9 teaches us, “Honor the Lord with your wealth, with the first fruits of all your crops.” Your donations help us continue our mission of spreading Christ’s teachings and serving our community. Thank you for your generosity and support.
በስመ ኣብ ✤ ወወልድ ✤ ወመንፈስ ቅዱስ ✤ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ።
ካብ እግዚኣብሄር ኣቦን ካብ ጐይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስን በረኸትን ጸጋን ሰላምን ምስ ኩላትኩም ይኹን። ዝኸበርኩም ናይ እግዚኣብሄር ቤተ-ሰብ ፡ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፈተውቲ ምእመናን ነበርቲ ከተማ ሳንኣንቶንዮ፡
እንባኣርከስ ዝከበርኩም ህዝበ እግዝኣብሄር : ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤል ኣጎልጉለት ካብ ዝጅምር ድሮ ዓሰርተ ሓደ ወርሒ ኣቅጺሩ ኣሎ መጀመርታ ቤተክርስትያን ንነብስና እያ ትደሊ ብምቅጻል ቤተክርስትያን እንታይ የድልያ ካኣ ምንጋር ኣየድልየናን ኢዩ እሞ ከምቲ ቃል ኣምላክ ዝብሎ
‘’ ኣምላኽ ሕጕስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ብጓሂ ወይስ ብግዲ ዘይኰነስ፡ ከምቲ ብልቡ ዝሕለኖ ይሃብ‘’
💠 ወርሓዊ ክፊሊት መበገሲ $60.00
💠 ካብ $60.00 ንላዕሊ ክንከፍል ንደሊ ከም ዓቅምና
💠ቤተ ኣምላክ ንሃብታም ኮነ ንድካ ንኩሉ ማዕረ እያ ከሙኡ'ዉን እግዚኣንሄር ዘይፈልጦ የለን እሞ ከም ዓቅምና : ዓቅሚ ዘይብልና ቤተክርስትያን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ኣይትእዝዝን እያ
1, ብ bill pay ኣድራሻን ስምን ናይ ቤተክርስትያን ኣእቲና ካብ ባንክ ሕሳብና ብቀጥታ በዚ ዝስዕብ ፖስታ ሳድቅ ቁጽሪ ክንልእክ ንክእል
👇 👇👇 👇👇👇👇 👇
👉 St. Michael Eritrean Church
👉P.O.Box 1021
👉Helotes, TX 78023
እዛ bill pay ኣብ ናይ ባንክና App Sign in ምስ ኣተና በዚ ዝስዕብ መሊእና ክንሰዶ ንክእል ነቶም ተጠቂምናሉ ዘይንፈልጥ
መጀመርታ 👉Add Payee ➕ብምቅጻል ኢዚ ዝስዕብ ክሓተና ኢዩ
Enter payee First name 👉 St. Michael
Enter payee Last name 👉 Eritrean Church
Enter payee address 👉 P.O.Box 1021
Enter payee City 👉 Helotes,
Enter payee ZIP code 👉 78023
Select payee State 👉 TX
Enter payee Phone number 👉(210) 294-2837
2, ብ zelle ድማ በዚ ዝስዕብ ኢመይል ብምጥቃም ክንልእክ ንክእል
👇 👇👇 👇👇 👇👇 👇
👉 kidusmichaelchurch@gmail.com
